ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ...
ቁጽሪ ናብ ኣውሮጳ ንምስጋር ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሞቱ ሰባት 500 ክበጽሕ ይክእል’ዩ ይብል ትካል ስደተኛታት ሕ/ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
(ደምህት)ሎሚ 28 ነሓሰ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን -ኣስመራ ርክብ ኣካይዶም። Twitter Embed Tweet or Video ​​ ኣብዚ ናይ ፈላማይ መድረኽ ርክቦም ፡ደምህት ዕጥቃዊ ቃልሱ ኣቋሪጹ ኣብ ...
ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም “ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ትግራይ ዝዛረብ መራሒ ሃገር ዘይምስማዖም ንኣድልዎ ሕብሪ ቆርበት ዘርኢ’ዩ:” ክብሉ መረረኦም ገሊጾም። ...
ቻይና፥ ንምርመራ ኮርና ቫይረስ ዘገልግል መሳርሒ ናብ ኣፍሪቃ ከምትልእኽ ኣፍሊጣ ...
ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ስጕምቲ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ልዕሊ ዓለምለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ባቕዳድ ዝአዘዝዎ መጥቓዕቲ ንሓላፊ ፍሉይ ሓይሊ ኢራን ጀነራል ቃሲም ሶልማኒ ምቕታሉ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ሚንስትሪ ምክልካል ኣሜሪካ ...