ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ...
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ...
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ቢሮክራሲ ንምንካይ፣ ነቶም ንናይ ኣመሪካ ናይ ቀረባ መሻርኽቲ ንግዲ ቐረፅ ንክውስኽ ምእዛዞምን ዩክሬን ንወረራ ሩሲያ ...
ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ጀርመን ዝኾነ ሙኒክ፡ ሰራሕተኛታቱ ንኽልተ መዓልታት ብዘካየድዎ ኣድማ ብኣማኢት ዝቑጸር በረራታት ተሰሪዙ። ብመሰረት ወሃቢ-ቃል እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ካብ 380 ዝዓርፋን ዝብገሳን ...
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ፣ ናይ ሓደ ጣብያ ኣመሓዳሪ ማህተም ብሓይሊ ዝመንዝዑ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት በፂሕዎም ክብሉ ብግዜያዊ ምምሕዳር ኣመሓዳሪ ወረዳ ሰሓርቲ ...
ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ተነቢሩ ዘሎ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርገይ ላቨሮቭ ናብታ ላዕለዎት ዲፕሎማት ኤውሮጳ ንዩክሬን ዝህብዎ ደገፍ ከሐይሉ’ዮም ተባሂሉ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ-20 ንምክፋል ደቡብ ...
ኣብ መቐለ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ፡ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል “ሓጋዊ ሰውነት ህወሓት ዘይምምላስ ናበ ዘየድሊ ምስሕሓብ ዘእቱን ሰምምዕነት ፕሪቶርያ ኣብ ሓደጋ ዘእቱን እዩ፡” ኢሎም። ቀዳማይ ...
ኣብ መይንማር፡ ኣብ ዘይሕጋዊ መርበባት ኦንላይን ተዋፊሮም ዝጸንሑ 260 ዜጋታት በበይኑ ሃገራት ተቐቢሉ ትማሊ ረቡዕ ካብ ማእሰርቲ ተለቒቖም ናብ ጎረቤት ሃገር ታይላንድ ኣትዮም። እቶም 260 ግዳያት፡ ዜጋታት 20 ሃገራት ...
UN human rights chief Volker Turk told an emergency meeting of the Human Rights Council that he was deeply disturbed by the escalating crisis in the eastern DR Congo (DRC). Turk said it is possible ...